Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб Kiros Asfaha - Mishet Mishet (OFFICIAL VIDEO) Eritrean music 2020 в хорошем качестве

Kiros Asfaha - Mishet Mishet (OFFICIAL VIDEO) Eritrean music 2020 4 года назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



Kiros Asfaha - Mishet Mishet (OFFICIAL VIDEO) Eritrean music 2020

Kiros Asfaha - Mishet Mishet (OFFICIAL VIDEO) Eritrean music 2020 Songwriter & compositor Kiros Asfaha keyboard : Temesgen Kifleyesus Saxophone : Mulugeta Sebhatu Bass guitar : Ali Studio : Tesfit Camera & Editing : Abel Yohannes ግጥምን ዜማን ኪሮስ ኣስፋሃ ኪቦርድ ተመስገን ክፍለየሱስ ሳክስፎን ሙልጌታ ስባህቱ በይዝ ጊታር ዓሊ ስቱድዮ ተስፊት ካሜራን ኤዲትን ኣቤል የውሃንስ Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 OFFICIAL Albums : Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. All rights reserved ® HABESHA PLUS    / habeshaplus   #kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic Lyrics ሰላመይ ከሜለኺ ልዋመይ ከሜለኺ ሃረርታይ ከሜለኺ ሃንቀውታይ ከሜለኺ ኣነሞ... ብዘይ ምቁራጽ ይናፍቐኪ ይናፍቐኪ ኣነሞ ቀትርን ለይትን ይናፍቐኪ ይናፍቐኪ ምሸት ምሸት ብፍላይ ምሸት ምሸት ምሸት ምሸት ብፍላይ ምሸት ምሸት ምሸት ምሸት ምሸት ምሸት ምሸት ምሸት ምሸት ምሸት ዝኾነት ቆንጆ ሕልፍ እንተ ኢላትኒ ማይ ይኸውን ክሊክ ትገብረኒ ዝኮነት ቆንጆ ተበርግጎ ልበይ ዝኮነት ቆንጆ ትዘርጎ ሓሳበይ ንስኺ መሲላቶስ ሓፍኮፍ ይብል ከብደይ ኣብ ገሊአን ኣከዳድናኺ ኣብ ገሊአን ኣመሻሽጣኪ ይርኢ’ሞ ንፍቕ የብለኪ ይዒንተይ ከዲነ ይዝክረኪ መልክዕኪ ካብ ዓይነይ ኣብዩ ምእላይ ፍቕርኺ ካብ ልበይ ኣብዩ ምእላይ ተባህዲለ ስኢነ ምስላይ መን ፈጠሮ ኋለይ ምፍልላይ ኣብ ስራሕ ኣብ ድቃስ ኣብ መንገዲ ዝኽርኺ ኮይኑ’ሎ ናተይ ዓውዲ ፍቕሪ ሕሱም ሓራዲ ጎማዲ ኢሎሞ እንድዮም ቀዳሞት ወለዲ ኣወይ ለለ ኣወይ ለለ ኣወይ ለለ ለለ ለለ ፍቕረይ ደመት ኣቲ ፍቕረይ ደመት ጻሓይ ዕራርቦ ዘይትጥመት ፍቕርኺ ስኢና ነዊሕ ዓመት ከምኣ ኢላ’ላ ልበይ ምስ ሓመመት ኣወይ ለለ ኣወይ ለለ ኣወይ ለለ ለለ ለለ ኣህ... ሰላመይ ከሜለኺ ልዋመይ ከሜለኺ ሃረርታይ ከሜለኺ ሃንቀውታይ ከሜለኺ ኣነሞ... ብዘይ ምቁራጽ ይናፍቐኪ ይናፍቐኪ ኣነሞ ቀትርን ለይትን ይናፍቐኪ ይናፍቐኪ ምሸት ምሸት ብፍላይ ምሸት ምሸት ምሸት ምሸት ብፍላይ ምሸት ምሸት ምሸት ምሸት ምሸት ምሸት ምሸት ምሸት ምሸት ምሸት ዝኾነት ቆንጆ ሕልፍ እንተ ኢላትኒ ማይ ይኸውን ክሊክ ትገብረኒ ዝኮነት ቆንጆ ተበርግጎ ልበይ ዝኮነት ቆንጆ ትዘርጎ ሓሳበይ ንስኺ መሲላቶስ ሓፍኮፍ ይብል ከብደይ ኣብ ገሊአን ኣከዳድናኺ ኣብ ገሊአን ኣመሻሽጣኪ ይርኢ’ሞ ንፍቕ የብለኪ ይዒንተይ ከዲነ ይዝክረኪ መልክዕኪ ካብ ዓይነይ ኣብዩ ምእላይ ፍቕርኺ ካብ ልበይ ኣብዩ ምእላይ ተባህዲለ ስኢነ ምስላይ መን ፈጠሮ ኋለይ ምፍልላይ ኣብ ስራሕ ኣብ ድቃስ ኣብ መንገዲ ዝኽርኺ ኮይኑ’ሎ ናተይ ዓውዲ ፍቕሪ ሕሱም ሓራዲ ጎማዲ ኢሎሞ እንድዮም ቀዳሞት ወለዲ ኣወይ ለለ ኣወይ ለለ ኣወይ ለለ ለለ ለለ ፍቕረይ ደመት ኣቲ ፍቕረይ ደመት ጻሓይ ዕራርቦ ዘይትጥመት ፍቕርኺ ስኢና ነዊሕ ዓመት ከምኣ ኢላ’ላ ልበይ ምስ ሓመመት ኣወይ ለለ ኣወይ ለለ ኣወይ ለለ ለለ ለለ ኣህ...

Comments