Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб Kiros Asfaha - Abey Nerki (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020 в хорошем качестве

Kiros Asfaha - Abey Nerki (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020 4 года назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



Kiros Asfaha - Abey Nerki (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 OFFICIAL Albums : Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. All rights reserved ® HABESHA PLUS    / habeshaplus   #kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic Lyrics ሓሲበ መርሚረ ኣውሪደ ኣደይበ ተመሊሰ’ለኹ ንዓኻ ኢደይ ሂበ ኣመና’የ ተታላሊት ድኽምቲ ኮይነ’ምበር ንስኻ ትመስል ፍቕርኻ’ዶ ስገር ኣጣዒስኒ’ዩ ሕሉፈይ ደምስሶ ሕማቕ’ሎ ልበይ ፍቕርኻ ደብሶ ይጽውዕ ኣለኹ ልመናይ ተቐበል ገጽካ ምለሰለይ ከይሓምም ከይጽለል በጃኻ በጃኻ በጃኻ በጃኻ... ብሚሕር ፍቕሪ ናትኪ ንብዓተይ እናረገፈ ብሓለንጊ ፍቕርኺ ዝባነይ እናተገርፈ ኣብ እግርኺ ክወድቕ ሽሞል ብርከይ ዓጺፈ ኣበይ ኔርኪ ኣበይ ምስ ዝኾነ ከንጸርጽር ፍቕርኺ ከቢዱኒ ንበይነይ እንክዛረብ ዘለኺ መሲሉኒ ራኣይዎ እናበሉ ሸራፋት ክስሕቑኒ ኣበይ ኔርኪ ኣበይ ኣቲ ናይ ትማሊ ተመን ናይ ሎሚ ግን ርግቢት ኣቤሎ’ቲ ጸዋግ ገጽ ኣበይ ከይዱ’ቲ ትዕቢት ትማሊ ጸዊዐኪ የእዳውኪ ነጺግክለይ ሕጂ ክምስ ትብልኒ ናበይ ደሊኺ ናበይ ኣይትንብዒ ኣይትስገዲ ሕቖኺ ሂብክኒ ጥራይ ኪዲ ለሚነኪ’የ ትማሊ ነቢዐን ተማህሊለን ሎሚ ግን ንዓኪ ዝኸውን ቦታ የለን በጃኻ      ብሚሒር ፍቕሪ ናትኪ ንብዓተይ እናረገፈ ብሓለንጊ ፍቕርኺ ዝባነይ እናተገርፈ ኣብ እግርኺ ክወድቕ ሽሞል ብርከይ ዓጺፈ ኣበይ ኔርኪ ኣበይ ኣበይ ኣበይ ሓሲበ መርሚረ ኣውሪደ ኣደይበ ተመሊሰ’ለኹ ንዓኻ ኢደይ ሂበ ኣመና’የ ተታላሊት ድኽምቲ ኮይነ’ምበር ንስኻ ትመስል ፍቕርኻ’ዶ ስገር ኣጣዒስኒ’ዩ ሕሉፈይ ደምስሶ ሕማቕ’ሎ ልበይ ፍቕርኻ ደብሶ ይጽውዕ ኣለኹ ልመናይ ተቐበል ገጽካ ምለሰለይ ከይሓምም ከይጽለል በጃኻ በጃኻ በጃኻ በጃኻ ነዛ ንኽሪኤኪ ገዛኹም ክኳለሎ ንምጽኣትኪ ከቋምት ኣብ ፈቐዶ ኣንጎሎ ጸሓይ ጠሊማትኒ ክጽልምተኒ ከሎ ኣበይ ኔርኪ ኣበይ ከም ስኡን ደድሕሬኺ ክልምን ጽባሕ ጽባሕ ከም ታቦት ኣምሊኸኪ ኣብ ቅድሜኺ ክናሳሕ እምቢታኺ የሕሪቑኒ ምስ መስተ ክመራሳሕ ኣበይ ኔርኪ ኣበይ ሰሚዐኪ ይቐንየለይ ፍቕርኺ ኣክብለይ ደጊሙ ከፍቅረኪ ኣይኮነሉን’ዩ ልበይ ሒዘ’የ ትመስለኒ ኣመና ሽኮር ቆልዓ ሰላም ሂባትኒ’ላ ንቦታኺ ተኪኣ ኣይትንብዒ ኣይትስገዲ ሕቖኺ ሂብክኒ ጥራይ ኪዲ ለሚነኪ’የ ትማሊ ነቢዐን ተማህሊለን ሎሚ ግን ንዓኪ ዝኸውን ቦታ የለን በጃኻ ከም ስኡን ደድሕሬኺ ክልምን ጽባሕ ጽባሕ ከም ታቦት ኣምሊኸኪ ኣብ ቅድሜኺ ክናሳሕ እምቢታኺ የሕሪቑኒ ምስ መስተ ክማራሳሕ ኣበይ ኔርኪ ኣበይ ኣበይ ኣበይ

Comments