Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб Kiros Asfaha - Meat Were (OFFICIAL VIDEO) Eritrean music в хорошем качестве

Kiros Asfaha - Meat Were (OFFICIAL VIDEO) Eritrean music 4 года назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



Kiros Asfaha - Meat Were (OFFICIAL VIDEO) Eritrean music

Songwriter & compositor Kiros Asfaha keyboard: Tala Luji Bass guitar: Tala Luji Studio: Megamix Camera: Sebahtu (Sibe) Director: Fishaye (Fish) Dancers: Mebrahtu (Mebre) Liya Meron Yodit ግጥምን ዜማን : ኪሮስ ኣስፋሃ ኪቦርድ : ታላ ሉጂ በይዝ ጊታር : ታላ ሉጂ ስቱድዮ : ሜጋሚክስ ሳኣላይ : ስባህቱ (ስቤ) ኣላዪ : ፍሳሃየ (ፍሽ) ሳዕሳዕቲ :መብሬ ልያ ሜሮን ዮዲት Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 OFFICIAL Albums : Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. All rights reserved ® HABESHA PLUS    / habeshaplus   #kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic Lyrics መዓት ወረ መዓት ወረ ብዛዕባይ መዓት ወረ መዓት ወረ ዘየለ ዘይ ነበረ መዓት ወረ ምንጩ ዘይተነጸረ መዓት ወረ ንጽህናይ ዘጠቀረ ብፍቕሪ ጓል ነዲዱ ተጸሊሉ ዓቢዱ ተበላሽዩ ዓዊሉ ባራት ኮይኑ ምዉዓሉ ተስፋታቱ ሃሲሱ ንድሕሪት ተጎሲሱ ሰሚዐዮ ዕላለይ ካብ ሓቂ ዝራሓቐ ኣኾሪኒ’ኳ እንተ ኾነ መሊሰ ግን ስሒቐ መን ከብድኹም ረገጾ መን ኣርሒልኩም’ከ ማዕጾ ስቕ ክብረት’ዩ ክበሩ ሰስራሕኩም ግበሩ ምኽንያቱ ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ’የ ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ’የ ኣነነነነነነነ ገ,,,,ገ,,,,ገ,,,, ኡኡኡኡኡ ብዘይካ ንመልክዐይ ንዉሽጠይ መን ይፈልጦ ሕማመይ መን ይፈልጦ ጸገመይ መን ይፈልጦ ስለይ ንመን ይዓጦ እከለ እንታይ ሓበጦ ከምዚ ኾይኑ ከምዝ’ባ ሓሚሙ ጸሚሙ’ባ ዓቢሩ ጸሊሙ’ባ ዝሃበካ ዘረባ ከም ሃመማ ናብ ጸባ ግደፉኒ’ንዶ ግደፉ ጎሲኹምኒ ሕለፉ ብዛዕባይ ኣይተዕልሉ በጃኹም ስቕ ክኣሉ ምኽንያቱ ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ’የ ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ’የ መዓት ወረ ብዛዕባይ መዓት ወረ መዓት ወረ ዘየለ ዘይ ነበረ መዓት ወረ ምንጩ ዘይተነጸረ መዓት ወረ ንጽህናይ ዘጠቀረ ብፍቕሪ ጓል ነዲዱ ተጸሊሉ ዓቢዱ ተበላሽዩ ዓዊሉ ባራት ኮይኑ ምዉዓሉ ተስፋታቱ ሃሲሱ ንድሕሪት ተጎሲሱ ሰሚዐዮ ዕላለይ ካብ ሓቂ ዝራሓቐ ኣኾሪኒ’ኳ እንተ ኾነ መሊሰ ግን ስሒቐ መን ከብድኹም ረገጾ መን ኣርሒልኩም’ከ ማዕጾ ስቕ ክብረት’ዩ ክበሩ ሰስራሕኩም ግበሩ ምኽንያቱ ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ’የ ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ’የ ኣነነነነነነነ ገ,,,,ገ,,,,ገ,,,, ኡኡኡኡኡ,,,, እቲ ናይ ክለይ ጉዳይ ናተይ ሙዃኑ ኣሚነ ንሰማይ ተማሕጺነ ስቕ ኢለ እንድየ ዘለኹ እንታይ ክብል ተሰሚዐ ገዛ ዓጽየ እንድየ ነቢዐ ንዓይ ልዕለይ ዝሓሊ እስኪ’በል ኣለኹ’ነ ሂወተይ ሂወት ክትመስል መን ኣሎ ልዕለይ ዝምነ ንኣድጊ ዘይ ከበዶስ ንመጽዓን ከበዶ ኮይኑ ዕዳጋኹም ሰሲኑ ንምንታይ ትፍትኑኒ ኣጉል ወረ ትብትኑ ኣይፋልኩምን ክቡራት ግደፉኒ ንእዋኑ ምኽንያቱ ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ’የ ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ’የ

Comments