Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб መሰረታዊ ናይ ክልሰ-ሓሳብ ትምህርት ምዝዋር ኣውቶቡስ (Teoriprøve for buss) в хорошем качестве

መሰረታዊ ናይ ክልሰ-ሓሳብ ትምህርት ምዝዋር ኣውቶቡስ (Teoriprøve for buss) 4 года назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



መሰረታዊ ናይ ክልሰ-ሓሳብ ትምህርት ምዝዋር ኣውቶቡስ (Teoriprøve for buss)

ሰላም ተኻታተልቲ እዚ ቻነል፣ እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ናብ'ዚ ቻነል። ንትህቡና ርእይቶን ምትብባዕን ብልቢ ነመስግን። ዝኾነ ሓሳብ ምስ ዝህልወኩም ኣብዚ ታሕቲ ናይ ርእይቶ መጽሓፊ ግደፉልና። ኣብዚ ቻነልና ሳብስክራብ ብምግባር ቤትሰብ ንኹን። እዛ ቪድዮ ብዓቅመይ ከምቲ ኣነ ምስ ናይ ቃንቃ ጸገም ተደሚሩ ተሸጊረ ዝሓለፍክዎ ካብ ስቅ ምባልስ ተን ዘለዋኒ ቅሩብትለይ ዘየካፍሎም ኢለ፡ ነቶም መኪና ምዝዋር ክንመሃር ንደሊ ሓጋዚት ተኾነት ኢለ ዘዳለኽዋ እያ። ተስፋ ይገብር ቁሩብ ብመጠኑ ክትሕግዘና።

Comments