Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб ትምህርቲ ዓበይቲ ሃይማኖታት ዓለምና в хорошем качестве

ትምህርቲ ዓበይቲ ሃይማኖታት ዓለምና 1 год назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



ትምህርቲ ዓበይቲ ሃይማኖታት ዓለምና

ሃይማኖት ብዛዕባ ልዑል ሓያል ኣካል ዝገልጽ ሓሳባትን ርድኢታትን። ንኣብነት፡ ኣማልኽቲ። ሃይማኖት ነቶም ሰባት ዘልዕልዎም ዓበይቲ ሕቶታት መልሲ ዝህብ እዩ። ልዑል ሓያል ኣካል ንዓና ንሰባት ዝፈጠሩናን ዝከናኸኑናን ልዕለ-ተፈጥሮኣውያን ኣካላት። ንኣብነት ኣማልኽቲ። ሱታፌ ሰባት ብሓደ ዘራኽቦም ነገር ክእከቡ እንከለዉ። ኣማልኽቲ ልዕለ-ተፈጥሮኣዊ ኣካላት ውየ ፍጡራት ወግዒ ዓቢ ትርጉም ዘለዎ ንጥፈት ወይ ተግባር ልምዲ እቲ ንሕና ከም ሰባት እንገብሮ ካብ ዓበይቲ ናብ ነኣሽቱ ዝመሓላለፍ ነገራት በዓል ሰብ ዘብዕሎ ፍሉይ ኣውደኣመት መሰል መዓልቲ ኣማኒ ኣብ ሓደ ውሱን ኣምላኽ ዝኣመንን ሃይማኖታዊ ሕግታት ተኸቲሉ ዝነብርን ሰብ መንነት ኣብ ነብስኻ ዘለካ ስእሊ

Comments