У нас вы можете посмотреть бесплатно ን ፍትወይ ተደጊፈ/ ብ ዘማሪት ሜሪ ፊደል New или скачать в максимальном доступном качестве, которое было загружено на ютуб. Для скачивания выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru
#Tigrinja #mezmur #merry ሰላም ኣምላኽ ንዓኹም ይኹን ኩሉኹም ተኸታተልቲ ናይዛ ቻነል። ክብሪ ኣምልኾን ምስጋናን ብቀዳምነት ነቲ ብፍቅሩ ኣብ ቤቱ ዝተኸለኒ ንዕኡ ክኸዉን ድማ ዝሓረየኒ ኣምላኽ ይኹኖ።በቲ ኣምላኽ ኣባይ ዘሕደሮ ጸጋ፡ እዛ ትስዕብ ሓዳሽ መዝሙር ናባኹም የቅርባ። ነዛ መዝሙር ምሉእ ብምሉእ ተሰሪሓ ኣብዚ ንኽትበጽሕ ዝደገፉኩምኒ፡ ሙዚቃ ኣብ ምቅንባር ን፡ ኣብ ናይ ስእሊ ግዜ ግዜኹም ሰዊእኩም ዝተሳተፍኩምን፡ ሰኣሊን ኣቃናባርን ናይዛ ቪድዮ፡ ኹሉኹም ኣሕዋት ካብ ልቢ ከመስግነኩም ይፈቱ። ከምኡ ድማ ብጸሎትን ምኽርን ኣብ ጎነይ ዝነበርኩም ስድራቤተይን፡ ዘማሪ ኣርኣያ ሃብተን ኣምላኽ ይባርኽኩም። ብ ሓሳባትን ርእይቶን ደገፍኩም ኣይፈለየኒ። እግዚኣብሄር ጸጋ የብዝሓልኩም።