Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб ፊሊጲ 4፡4/ ብ ዘማሪት ሜሪ ፊደል New в хорошем качестве

ፊሊጲ 4፡4/ ብ ዘማሪት ሜሪ ፊደል New 7 месяцев назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



ፊሊጲ 4፡4/ ብ ዘማሪት ሜሪ ፊደል New

#Tigrinya #mezmur #protestant ሰላም ኣምላኽ ንዓኹም ይኹን ኩሉኹም ተኸታተልቲ ናይዛ ቻነል። ክብሪ ኣምልኾን ምስጋናን ብቀዳምነት ነቲ ብፍቅሩ ኣብ ቤቱ ዝተኸለኒ ንዕኡ ክኸዉን ድማ ዝሓረየኒ ኣምላኽ ይኹኖ።በቲ ኣምላኽ ኣባይ ዘሕደሮ ጸጋ፡ እዛ ትስዕብ ሓዳሽ መዝሙር ናባኹም የቅርባ። ነዛ መዝሙር ምሉእ ብምሉእ ተሰሪሓ ኣብዚ ንኽትበጽሕ ዝደገፉኩምኒ፡ ሙዚቃ ኣብ ምቅንባር ን፡ ኣብ ናይ ስእሊ ግዜ ግዜኹም ሰዊእኩም ዝተሳተፍኩምን፡ ሰኣሊን ኣቃናባርን ናይዛ ቪድዮ፡ ኹሉኹም ኣሕዋት ካብ ልቢ ከመስግነኩም ይፈቱ። ከምኡ ድማ ብጸሎትን ምኽርን ኣብ ጎነይ ዝነበርኩም ስድራቤተይን፡ ዘማሪ ኣርኣያ ሃብተን፡ ዘማሪ ቢንያም ምላሽ፡ ዘማሪት ሮራ ኤፍሬም ኣምላኽ ይባርኽኩም። ብ ሓሳባትን ርእይቶን ደገፍኩም ኣይፈለየኒ። እግዚኣብሄር ጸጋ የብዝሓልኩም።

Comments