Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб Zban Yehwat Belwa - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020 в хорошем качестве

Zban Yehwat Belwa - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020 4 года назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



Zban Yehwat Belwa - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 OFFICIAL Albums : Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. All rights reserved ® HABESHA PLUS    / habeshaplus   #kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic Lyrics እና በልክዋ ሓንትን ድምቕትን እና በልክዋ ሓንትን ስምርትን ክልተ ኾይና ሁይ... ሂወትን ሞትን ተነጻጺላ ሁይ... ከም ማይን ዘይትን ጎሮሮይ እንድዕልካ ጥፍኣት ተኣውጅልካ እታ እንኮ ትየለላ ዒላኻ ጨው ፈልፊላ እንተስ ገለ ኣጉዲለ እንተስ ገለ ኢሎማ ከም ሰይጣን ኣብ ገጽ መስቀል ምርኣየይ ተሓሲማ ኡኡ... ዓይና ፍቕሪ በቒቑ ለውሃታ የጸንቂቑ ማዓር ልሳና ዓርዒሩ ገጻ ተኣሳሲሩ ኣይፈልጣን’የ ብኸምዚ ኮይንኒ’ሎ ዘይእመን እንትርፎ ፍቱው ስማ ካልኣስ ንሳ ኣይኮነን ድምቕተይ ተቐይራ ፈጺማ ኮይና ካልእ እንያይ ኮን’የ ኣቢሰ ክሳብ ከምዚ ዘጽልእ ክትክዝ ቀትርን ለይትን ዓይነይ ኣብዩ ምዕማት ዝባን የሕዋት በልዋ ኣማልዱ ለባማት እወ በልዋ ዝባን የሕዋት በልዋ ፍቕሪ ቐቲላ’ላሞ ዝባን የሕዋት በልዋ ተስፋ ቐቲላ’ላሞ ዝባን የሕዋት በልዋ ወዲ ሰብ ሃስያ’ላሞ ዝባን የሕዋት በልዋ ኣህ.. ቀይራ ኣመላ ዒላይ ጨው ፈልፊላ ጎሮሮይ እንድዕልካ ጥፍኣት ተኣውጅልካ እታ እንኮ ትየለላ ዒላኻ ጨው ፈልፊላ እንተስ ገለ ኣጉዲለ እንተስ ገለ ኢሎማ ከም ሰይጣን ኣብ ገጽ መስቀል ምርኣየይ ተሓሲማ ኡኡ... ብ ረፋድ ነቓኒቓ ንልበይ ተዳህያቶ እንሆ ፈተኹኻ ክትብል የእሚናቶ ገርሂ ልቢ መሊሱ ን ሕምቶ’ዶ ሕቶ ክተሳስዮ ዉዒላስ ሃዲማ’ብ እቶእቶ ክሽሕራ እንተደለኹስ እታ ብተይ ኮይና ነብሪ ሪኤ እምበር ጉዳም ሪኤ ኣብ ሓደ ገጽ ክልተ ባሕሪ ዓሰርተ ከይቖጸረት ሕቓኣ ሂባትኒ ሰንፈላል ኮይነ’ለኹ ባዶነት ወሪርኒ እሞ በልዋ ዝባን የሕዋት በልዋ ፍቕሪ ቐቲላ’ላሞ ዝባን የሕዋት በልዋ ተስፋ ቐቲላ’ላሞ ዝባን የሕዋት በልዋ ወዲ ሰብ ሃስያ’ላሞ ዝባን የሕዋት በልዋ ኣህ.. ቀይራ ኣመላ ዒላይ ጨው ፈልፊላ

Comments