Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб ዘማዊ ወዲ ብኸመይ ይፍለጥ? в хорошем качестве

ዘማዊ ወዲ ብኸመይ ይፍለጥ? 4 недели назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



ዘማዊ ወዲ ብኸመይ ይፍለጥ?

ዘገርም ሓቅታት ጓልን ወድን፡ ናይ ሎሚ ቪዲዮ ኣደነቅቲ ብመጽናዕታዊ ዝተሞርከሰ ፍልልያ ኣዋልድ ን ኣወዳት ትገልጽ። ሰናይ ምክትታል! #akliluhabtemichael #tigrignamusic #eritreamovie2023 #eritreamovie2023 #eritreamovie2024 #aklilu #tigrignamusic #akliluhabtemichael 00:00 መእተዊ 01:26 ኣዋልድ ዕዋላ ወዲ ኢየን ዝፈትዋ 03:06 ዝሙት ዝገብሩን ዘይገብሩን ኣወዳት ብመመልከቲት ኣጻብዕቶም ይፍለጡ 03:49 ዝተመርዓዉ ልዕሊ ዘይተመርዓዉ ዝያዳ ይነብሩ 04:43 ድሕሪ ምፍልላይ ልዕሊ ጓል ወዲ ይህሰ 05:31 ኣወዳት ልዕሊ ኣዋልድ ብዛዕባ ጾታዊ ርክብ ይሓስቡ 06:36 ኣዋልድ ደንጉየን ኢየን ኣብ ፍቕሪ ዝወድቃ 08:02 ኣዋልድ ኣጋይሽ መጺኦዮም ጽፈተይ ክመዝኑኒ ኢዮም ይብላ ኣወዳት ግዝፊ ስክሪን ናይ TVን ዓይነታን ከጸብቁ ኢዮም ዝደልዩ። 08:25 ኣዋልድ ኣብ መዓልቲ 20000 ቃላት ይዛረባ ኣወዳት ግን 7000 ቃላት ይዛረቡ 10:21 ኣወዳት ብምርኣይ ኢዩ ዝርድኦም 11:07 ጽባቐ ኣዋልድ ኣብ 25 ዕድሚአን ጥርዚ ይበጽሕ ፡ ጽባቐ ኣወዳት ከኣ ምስ ዕድመ ይውስኽ 11:50 ኣዋልድ የንብብኻ ኢየን 12:12 ኣወዳት ሓላፍነት የፍርሖም ኢዩ 12:48 ኣወዳት ሕክምናዊ ሓገዝ ብዙሕ ኣይሓቱን 13:14 ኣዋልድ ልዕሊ ኣወዳት ሽታን ጣዕምን የስተማቕራ 13:41 ኣወዳት ብዙሕ ሕብሪ ኣየለልዩን 14:10 ኣዋልድ ዝያዳ ናይ ምስማዕ ክእለት ኣለወን 14:26 ኣዋልድ ንኽፍተሓለን ኣይኮናን ሽግረን ዝነግራ 14:39 ኣወዳት ኣብ ጽባቐ ጽሕፈት ኣይግደሱን 14:58 ኣከዳድና ጓል ዝተጋነነ ኢዩ 15:34 ኣዋልድ ልዕሊ ሰብኡት ድቃስ የድልየን 16:06 ኣብ ምግዝዛእ ኣዋልድ ከንብባ ኢየን ዝውዕላ Join this channel to get access to perks:    / @aklilu.hmichael  

Comments