Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ተዓዋቲ ወ/ት ኣፍሪካ ዩ.ኤስ.ኤ ንሚስ ዩኒቨርስ ትወዳደር в хорошем качестве

ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ተዓዋቲ ወ/ት ኣፍሪካ ዩ.ኤስ.ኤ ንሚስ ዩኒቨርስ ትወዳደር 10 часов назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ተዓዋቲ ወ/ት ኣፍሪካ ዩ.ኤስ.ኤ ንሚስ ዩኒቨርስ ትወዳደር

ኣብ 2023 ወይዘሪት ኣፍሪቃ ዩ.ኤስ.ኤ ኮይና ዝተዓወተት ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ስኒት ሃብተኣብ ተወልደመድህን፥ ሎሚ 'ውን ንኤርትራ ወኪላ ኣብቲ ኣብ ዓለም ዝለዓለ ምዃኑ ዝፍለጥ ውድድር ስነ-ጽባቐ ሚስ ዩኒቨርስ ክትወዳደር ኣብ መስርሕ ምጽራይ ትርከብ ኣላ። 🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world. » ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: https://bit.ly/3u1DtWs » ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: https://www.youtube.com/channel/VOATi... ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ:: ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ:: » ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና https://tigrigna.voanews.com » ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ   / voatigrigna   » ኢንስታግራም   / voatigrigna   » ትዊተርን   / voatigrigna   ክትከታተሉና ትኽእሉ::

Comments