Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб ናይ ምሕሳብ ናጽነት! в хорошем качестве

ናይ ምሕሳብ ናጽነት! 4 года назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



ናይ ምሕሳብ ናጽነት!

...ናጽነት ይሕሰብ’ዩ፡ ህዝቢ ብነጻነት ክሓስብ እንተኽኢሉ ናጽነት ይፍጠር። ህዝቢ ብነጻነት ክሓስብ እንተኽኢሉ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ጉጅለታት ኣይኣቱን፡ ብውልቀ-መለኽቲ ኣይዝወርን፡ ብዓመጽቲ ኣይንብርከኽን። ህዝቢ ብናጽነት ክሓስብ እንተኽኢሉ ዓቢ ስልጣን ይህልዎ። ኣዝዩ ዓቢ ናጽነት ካኣ ይህልዎ።... ህዝቢ ብነጻነት ክሓስብ እንተዘይክኢሉ ግን ዘለዎ ስልጣን ነቲ መንግስቲ የረክቦ። ....ብድሕሪኡ እቲ መንግስቲ ዓቢ ስልጣን ይህልዎ። መንግስቲ ዓቢ ስልጣን ምስ ሃለዎ ድማ ህዝቢ ይግፋዕ፡ ይእሰር፡ ይቕተል፡ ዝተረፈ ድማ ይስደድ። ስለዚ መንእሰያት … ኣብዚ ዕድመ'ዚ ናይ ምሕሳብ ናጽነትና ክንጥቀመሉ እንተዘይክኢልና፡ እዚ ምሳና እንከሎ “ናብ ህዝቢ ይረከብ” እናበልና ‘ነእውየሉ’ ዘለና ስልጣንና፡ እቲ ድሕሪ ኢሰያስ ዝመጽእ መንግስቲ ክወስዶ'ዩ።… ናይ ምዝራብ ናጽጽነት፡    • ናይ ምዝራብ ናጽነት!   Subscribe;    / mahderproduction   Follow;   / mahderproduction   Follow;   / mahder_production   @ዳኒ ወዲ-መምህር https://www.facebook.com/profile.php?...

Comments