Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб “ ከዕልለኪ ንዒ" Eritrean orthodox tewahdo mezmur в хорошем качестве

“ ከዕልለኪ ንዒ" Eritrean orthodox tewahdo mezmur 2 месяца назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



“ ከዕልለኪ ንዒ" Eritrean orthodox tewahdo mezmur

ፍቀድለይ አሞ ጾሮይ ከራግፎ ኣብ ደንበ ወድኺ ደኺሙ'ዩ ውሽጠይ ደንግጽለይ ኢኺ ዝነቐዐ ክረዊ ምድረበዳ ልበይ ማሪያመይ ሓደራ ኣቅልብሉ ድምጸይ (2) ከዕልለኪ ንዒ ናይ ሂወተይ ጉዳ ብፍላጻ ሰይጣን ዝተበስዐ ውሽጣ ናብራ ከቢዱኒ ክብል ላዕሊ ታሕቲ ብማዕበል ፈተነ ዘፍ ኢለ ወድኺ ኦ ማሪያም ርህርህተ ህልና ጾረይ ክነግረኪ ኣዕልልኒ ግና ፉጹም ዝውዕለሉ ስጋይ ዝምነዮ ነገር ሰብ'ዩ ይብል ኣአሙረይ ንዘጥርዮ ብገበታ ምኽንያት ከይቅንጠብ ካብ ሱረይ ሰኪሐ'የ ሎሙስ ድንግል ኣድህብለይ ኦ ማሪያም ርህርህተ ህልና ጾረይ ክነግረኪ ኣዕልልኒ ግና ይመስል ዘለኹ ርአሰይ ዘይ መርመርኩ ክዳነይ ኣጻዕድየ ምስ ሰብኪ አንተ ቆምኩ ክብረት ይዋሃቦ ንምህሙን ሕልናይ ኣናግፍኒ ጽዮን ካብ ሙስሉይ ክርስትናይ ኦ ማሪያም ርህርህተ ሕልና ጾረይ ክነግረኪ ኣዕልልኒ ግና ኣብዚ ኩፉአ ዘመን አዋን አቶ አቶ ብዘይካኺ ድንግል የለን ዝጥምቶ ሓጥያተይ ክብሕጎግ ብዛራ ንብዓትኪ ስለይ ንብዒ ጽዮን ኣይ ፈቃር አንዲኺ ኦ ማሪያም ርህርህተ ሕልና ጾረይ ክነግረኪ ኣዕልልኒ ግና

Comments