Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб ሕለፎ ንብሎ ብዳንኤል መንግስትኣብ в хорошем качестве

ሕለፎ ንብሎ ብዳንኤል መንግስትኣብ 2 года назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



ሕለፎ ንብሎ ብዳንኤል መንግስትኣብ

ብዙሓት ዝርእይዎ ከም ስርዓት ኣይሁድ እተቐመጠ ኣጋንእ ኣብ ዝርአ ስፍራ ከም ልማድ ይርአ ኣብ ቤተይ ኩሉ ዘሎኒ መሲለ ኩሉ ዝዛረበሉ ኣቤት እዚ ውራይ እናተባህለ ግና'ቲ ኣነ ዘዳለኽዎ ምስ ተወድአ ኢድካ ክትዝርግሕ ናባኻ መጺኤ ምህላው ናትካ ኣብ ማእከል ምርካብካ ነዚ'ዩ ዝጠቕመኒ ክርኢ ስራሕካ ተደ፥- የሱሰይ እንተሓሊፍካዮ'ዩ ጽቡቕ ዝኾነለይ እቲ ናይ መጀመርታ ዓቢ ግብርኻ ኣብ ኩሉ እተጋህደ ተኣምራትካ ማይ ምልእዎ ኢልካ ድምጽኻ ከተውጽእ እቲ ጥዑም ደሃይካ ንልቢ ዘስምዕ በዞም ኣብ ቅድሜኻ ዘሎና ባሮትካ ክብርኻ ግለጽ ከምቲ ናይ ቀደምካ በረኸትካ ይዕዘዝ ኣብ ውሽጢ ህይወትና በዛ ግዜ እዚኣ ሕለፍ ብኣና እቲ ናተይ ወይኒ ኣነ ዘዳለኽዎ ይኾነኒ ኢለ ሰባት ዓዲመ ዝዓደልክዎ ግዚኡ ኣብቂዑ ምስ ተወድአ ስምባድ ኮነ እንታይ እየ ዝገብሮ ዓቕለይ ኣጽቢበ ግና'ቲ ኩሉ ዝኽእል ምሳይ እዩ ሓድሽ ነገር ክገብር ይኽእል እዩ እዚ ፈሊጠ እነኹ ሃዲኤ የሱስ ክዓየለይዩ ኢለ ኣሚነ ተጸናኒዔ ልበይ ኣዕሪፈ ሓደ ነገር የሐጉስ ኩሉ እንተዘየለ ኣብ ማእከልና ኣሎ እተዓደመ ጉድለትና ርእዩ ክምልኣልና ዕድሜና ኣኽቢሩ ደበኽ ዝብለልና የሱስ ኣሎና ንሱ እንተሎ'ዩ ዝጽብቐልና ክሳዕ መወዳእታ ትብዓት ዝኾነና ናቱ ምህላው ግደ ከምዘለዎ ፈሊጥና እነና ሕለፎ ንብሎ

Comments