Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб New Eritrean Orthodox mezmur 2018 - bzey biaka men aloni - ብዘይ ብኣኻ መን ኣሎኒ в хорошем качестве

New Eritrean Orthodox mezmur 2018 - bzey biaka men aloni - ብዘይ ብኣኻ መን ኣሎኒ 6 лет назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



New Eritrean Orthodox mezmur 2018 - bzey biaka men aloni - ብዘይ ብኣኻ መን ኣሎኒ

ብዘይ ብኣኻ መን ኣሎኒ ብዘይ ብኣኻ መን ኣሎኒ ኣነ ኣብ ሰማይን ምድርን መድሕነይ ዝኾነ እግዚኣብሔር ንዓኻ ኣሚነ እቲ ዝምክሖ መገደይ ዘቕንዖ ኣምላኸይ ሓይለይ እምባይ ዝጽግዖ ንስኻ ኢኻ ንልበይ ተጽንዖ እቶም ጸላእተይ ቀስቶም ክግትሩ ፍላጻታቶም ናባይ ክውርውሩ ንኸውድቑኒ ንዓይ ክወግኡኒ ኣይሓደግካንን ንሞት ክፈርዱኒ ኣይገድፈካን'የ ሸለል'ውን ኣይብልን 'ቲ ዝበልካኒ ቃልካ ኣይዓበረን ዋልታይ ምድሓነይ ኮይንካኒ ንስኻ እግዚኣብሔር ይብዛሕ ምስጋናኻ ናይ እምነት መርከብ ማዕበል እናደፍኣ ህቦብላ ንፋስ ሓይሉ ምስ በርትዓ መፈንጠርያታት ሞት ምስ ከበበኒ ኣነ ክሽገር ዓቕለይ ጸቢቡኒ ካብቲ መከራይ ፍርሓት ምስ ተላዕለ ምስ ጸዋዕኩኻ ድምጸይ ክብ ኣቢለ ሓላውየይ ግን ኣይትታኸስን ኢኻ ኣድሒንካኒ ኢኻ ማዕበላት ገሲጽካ ኣብ እቶን እሳት ኣብ ጉድጓድ ኣናብስ ንሞት ተደርብየ ብትእዛዝ ናይ ንጉሥ ኣበይ ደኣ ኣሎ ኣምላኽካ እናበሉ እቶም ጸላእተይ ንስምካ ከልዕሉ ጐይታ መድሓኒ ጓሳ ናይ ሕይወተይ ኣይገደፍካንን ሰሚዕካ ጸሎተይ 'ቲ ዓቢይ ምረት ንሰላመይ ኮይኑ ተመስገን ጐይታ ስምካ'ውን ገኒኑ

Comments