Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб ቑ1 - ብዝኽትምና ዓብያ ኣቦ ዝጠለማ ህፃን ዝሓቖፈት ትርሓስ в хорошем качестве

ቑ1 - ብዝኽትምና ዓብያ ኣቦ ዝጠለማ ህፃን ዝሓቖፈት ትርሓስ 4 года назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



ቑ1 - ብዝኽትምና ዓብያ ኣቦ ዝጠለማ ህፃን ዝሓቖፈት ትርሓስ

50 ሎሚን ንሓደ ሸኽሚ ን50 ገይፂ!! ናብ ናትኩም ዝኾነ ሚድያ ውሻጠና Join ብምግባር ነበረታትዕ!!    / @wushatenamedia   ✅ ተወላዲት ዓዲሽሁ ዝኾነት ጉድእቲ ኣካል ትርሓስ ፍቕሪ ኣቦን እኖን ከይረኸበት ብዝኽትምና ዝዓበየትን ፃዕራምን እያ። ዕድመ ደፊኣ ጥንሲ ሒዛ ህፃን ምስተወለደ ክዳውንቲ ሓፂባ ይኹን ካሊእ ሰሪሓ እትረኽባ ዝነበረት ኣታዊኣ ተቛሪፃታ። ዝወለደላ ኣቦ ህፃን ድማ ኣይነተይን ኣይፈልጥን ስለዝበላ ሂወታን ሂወት እዙ ህፃንን ኣብ ኸቢድ መዋጥር ይርከብ። ከምቲ ኩሉ ግዘ እንገብሮ እስቲ ዝርካብና ኣዮኺ ንበላ። ናይ ትርሓስ ስልኪ 0939367451 እዩ።

Comments