Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб Aleku - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020 в хорошем качестве

Aleku - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020 4 года назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



Aleku - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 OFFICIAL Albums : Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. All rights reserved ® HABESHA PLUS    / habeshaplus   #kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic Lyrics ኔረ ኣሎኹ ክነብር’የ ድማ የእጋረይ’ኳ ከምቲ ዝድለ ተዘይ ሰጎማ ልብታት እከይ ንጥፋተይ እንተ ሓለማ ኣነ ግን ኔረረረረ ኣሎኹ ክነብር’የ ድማ ኔረረረረረ ኣሎኹ ክነብር’የ ድማ እቲ ምንታይ እቲ ምንታይ እቲ ምንታይይይይ ኣሎኒ ዕላማ ሎሚየይ ክሳብ ዝጸድፍ ኣራራት ክሳብ ዝበጽሕ ተስፋይ እና ማዕደኹ ዕዮይ እና ዓየኹ ኣሎኹ ስለ ዘለኹ ግድን ኢየ ድማ ክህሉ ሳዕሪ ተሓረረስ ንግዚኡ እንደኣሉ ውረድ ደይብ በዚሑ ሳእነይ እንተ በለየ እግረይ መኣስ ደኺሙ ሽግር ሓያል ኮይኑ ኲናቱ ተወጋኣኒ ኢደይ መዓስ ሰሊሙ ዓቕሚ ነብሰይ ሓሪሰ ዝርካበይ ቐሚሰ ኣስናነይ ነኺሰ ክምርሽ’የ ገስጊሰ ናብቲ ርሑቅ ናብቲ ማዕዶ በቲ ኸውሊ ክሳግም’የ ገና ደላሊበ ዓቕሊ እቲ ምንታይ ኣሎኒ ክበጽሖ ዝደሊ ኣሆእሆ ዕራርቦ ኾይኑ ኣሆሆ መርየት እንተ መሰየ ዓይነይ ዓሚተ እምበር ኣሆሆ መዓሰይ ደቒሰ ኣሆሆ እግረይ ተሓንኲሉ ኣሆሆ ሰንደልደል እንተበለ ኣሆሆ መንገደይ ጸሪገ ኣሆሆ ጉዕዞ እንድየ ቐጺለ ኣሆሆ ተደለኹ ርግቢት ኣሆሆ ተደለኹ ተመን ኣሆሆ ስራሕ ሕላገተይ ኣሆሆ ጎይታ ሕማቅ ዘመን ኣሎኹ... ኣሆሆሆሆሆ... ኣነነነነነነስ ኣሎኹ... ኡኡኡኡኡኡኡ ስልጣን ሂወት ካብ ሰማይ ክሳብ ዝኾነ ክህሉው’የ ግድነት ውሽጠይ ኣሚነ መሲለ ክቅጽሎ ሓረግ ገዛና ኪኖ ክልተ ኣርብዓ ኣሎኹ ጌና ጉዕዞ ሂወት ዛዚመ ክሳብ ዝፍደስ ግፍዓተ መርየት ኮይኑ ክሳብ ዝቕደስ ሓመድ’የ እሞ ናብ ሓመድ ክሳብ ዝምለስ ክብ ለጠቅ እና በልኩስ ኣሎኹ ኣነስ ስልጣን ሂወት ካብ ሰማይ ክሳብ ዝኾነ ክህሉውየ ግድነት ውሽጠይ ኣሚነ መሲለ ክቕጽሎ ሓረግ ገዛና ኪኖ ክልተ ኣርብዓ ኣሎኹ ጌና

Comments