Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб Xbahki - (ጽባሕኪ)-Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020 в хорошем качестве

Xbahki - (ጽባሕኪ)-Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020 4 года назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



Xbahki - (ጽባሕኪ)-Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 OFFICIAL Albums : Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. All rights reserved ® HABESHA PLUS    / habeshaplus   #kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic Lyrics ታሪኽኪ መበገሲ ጌረ ጽንዓትኪ መበገሲ ጌረ መስዋእትኺ መበገሲ ጌረ ጽባሕኪ ብልዋመይ ሪኤዮ ሓዲረ ከም ጻሓይ ከም ጻሓይ ደሚቑ ነበረ ፍረቲ ገድሊ ፍረ መስዋእቲ ፍረቲ ግፍዒ ፍረ መግዛእቲ ኮይንኪ ንሃብቲ ሃጢሩ ቁጠባኺ ገቢሉ ገጠራትኪ ኸተማ ኣኪሉ ኣስመራ መሲሉ ኣስመራሞ መሲላ ዘይንሳ ተውጢሓ ፍሳሃ ለቢሳ ደበና ኾይኑ ናሕሳ ህንጻታታ ሰማይ ተገምጊሙ ዮርሳሌም ክመስል ተሸሊሙ ዕለም ኣገሪሙ ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ ዓወት ቃልስና ብደምና ምስ ውጹዕ ሓፋሽ ህዝብና ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ ዓወት ቃስና ብደምና ምስ ውጹዕ ሓፍሽ ህዝብና እናበለ እናበለ ትማሊ ብሂወት ምስ ጀመሮ ኣብ ሎሚ ኣውዒሉ ምሰሕደሮ ኣብ ጽባሕ ደሚቑ ተሞክሮ ተቐይርኪ ፍጹም መቐይሮ ዘዐግብ ኮይኑ መነባብሮ ሚዒርኪ ማዓሮ ድንግል መሬትኪ ኸፊቱ ዓይኑ ሰናይ ትርኢት ሓምላይ ተኸዲኑ ዝናኺ ገኒኑ ጽላል ኣፍሪቃ ኾይኑ ቕጽልኪ ሰጊድ ሰላም ኤርትራ ክብላኺ ሪኤኪ እምበር ሪኤኪ ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ማዕድየዮ ታሪኽኪ መበገሲ ጌረ ጽንዓትኪ መበገሲ ጌረ መስዋእትኺ መበገሲ ጌረ ጽባሕኪ ብልዋመይ ሪኤዮ ሓዲረ ከም ጻሓይ ከምጻሓይ ደሚቑ ነበረ ደርማስ ምዕባለኺ ተቐሉሱ ጃሕጃሕ ኢሉ ሰላምኪ ፈሲሱ ትምኒትኪ ነጊሱ ናብራ ስደት ንታሪኽ ተሪፉ ወዲ ሃገር ዓዱ ተመሊሱ ጎጃኡ ኣጣይሱ በፈልን ገበንን ተወጊኑ መዛግብቲ ፖሊስ ተኸዲኑ ሂወትኪ ቐሲኑ ፍትሓዊተይ ፍትሕኺ ሰሲኑ ኣብያተ ፍርዲ ስራሕ ስኢኑ ምምበሪ ሰብ ኮይኑ ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ ተነይትሉ ሊላይለዮ ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ ዓወት ቃልስና ብደምና ምስ ውጹዕ ሓፋሽ ህዝብና ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ ዓወት ቃልስና ብደምና ምስ ኣጹዕ ሓፋሽ ህዝብና እናበለ እናበለ ትርጉም ጽባሕ አዕሚቑ ፈሊሉ ርብዒ ዘመን ምስ ሞት ተፋጢጡ ናጽነት ጨቢጡ እነሆ ሎሚ ሱግሚ ዘሊሉ ምሕደራ ዓወት ኣጠቓሊሉ ናብ ጽባሕ ነቒሉ ሂወትዩ ሂወት ድሕሪቲ ሸቶ ሱሩ ሰፉሑ ደልዲሉ ባይቶ ተመሊሱ ሕቶ ሪኤዮ ህዝቢ ሰላም ክምገብ ሪኤዮ ጽባሕ ናይ ሎሚ መኽሰብ ተምንየ ክኸውን ናይ ሽዑ ሰብ ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ ኣብ ሎሚኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ ኣብ ሎሚኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ ኣቲ ኤረይ ኣቲ ወለሎ ኣቲ ኤረይ ኣቲ ኹሑሎ ትኾንዪስ ትራእዩኒሎ ባዓል ጽባሕ ጥራይ ይኽኣሎ ህንጻታትኪ ተመሰቂሉ ምስ ደበና ኮይኑ ምውዓሉ ተበጺሑ ትምኒት ስዮማይ ጎሮቤቱ ኮንኪ ንሰማይ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኽ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ኣቲ ኤረይ ኣቲ ወለሎ ኣቲ ኤረይ ኣቲ ኩሑሎ ትኾንዮስ ትራእዩኒሎ ባዓል ጽባሕ ጥራይ ይኽኣሎ ህንጻታትኪ ተመሳቒሊ ምስ ደበና ኮይኑ ምውዓሉ ተበጺሑ ትምኒት ስዮማይ ጎረቤቱ ኮንኪ ንሰማይ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ

Comments