Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб ሙሉእ ናይ መርዓ ቪድዮ ቀዳማይ ክፋል в хорошем качестве

ሙሉእ ናይ መርዓ ቪድዮ ቀዳማይ ክፋል 1 год назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



ሙሉእ ናይ መርዓ ቪድዮ ቀዳማይ ክፋል

ንምክትታልኩም ካብ ልቢ ነመስግን SUBSCRIBE, LIKE, COMMENT AND SHARE ምግባር እውን ከይትርስዑ የቐንየልና!ቻነልና ኣብዞም ዝስዕቡ መማረፅታት ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም። ዩትዩብ ቻነል /   / @galery5936   ፌስቡክ ፔጅ/  / mizangalery   ቴሌግራም ቻነል/https://t.me/mizan_galery ኢሜል/[email protected] ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ተኸታተልትን ተሳተፍትን #ሚዛን_GALERY ሚድያ ፈለማ ንምክትታልኩምን ተገዳስነትኩምን ካብ ልቢ እናመስገንና እዚ ዕሸል ቻነል ክዓቢ ዝኽእል ብናትኩም ምትሕብባርን ቅንዕናን ምዃኑ ተረዲእኹም ኣድላይ ምትሕብባር ክትገብሩልና ብትሕትና ንሓትት። እዚ ቻነል እዚ ከዐውቶም ተላዒሉሎም ካብ ዘለው ዕላማታት እቶም ቀንዲ እዞም ዝስዕቡ እዮም። 1,ናይ ወድሰብ ዓቕሚ ኣተሓሳስባ ከዕብዩን ከስተኻኽሉን ዝኽእሉ ስልጠናታትን ምኽርታትን፣ 2,መማረፅታትን ዕድላትን ኢንተርኔት/Internet ተጠቒምካ ዝግበር ንግዲ ወይ'ውን ስራሕ፣ 3,ሓበሬታን መዘናግዕን፣ 4,እንታይነትን ዕድላትን ናይ ደገ ዕድላት ትምህርቲ ከምኡ ድማ 5,ቋንቋን ካልኦት ፍሉያት ስራሕትን እዮም። ነዚ ተረዲእኹም/ኽን ሳብስክራይብ፣ላይክ፣ኮመንትንሼርን ብምግባር ነዚ ንእሽቶ ቻነል ከተተባብዑልና/ዓልና ሐዝውን ብትሕትና ንሓትት። የቐንየልና!!! First and for most we would like to thanks for your attention. Next our main objectives are the following points. 1.Addressing brain building trainings and advices, 2,viewing options and chances of online business, 3,broadcasting news and entertainment, 4,All about scholarships and 5,Language and others.

Comments