Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб ደሃይ ህፃን ማትያስ ገ/መስቀል ካብ ሃገረ ጣልያን в хорошем качестве

ደሃይ ህፃን ማትያስ ገ/መስቀል ካብ ሃገረ ጣልያን 4 года назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



ደሃይ ህፃን ማትያስ ገ/መስቀል ካብ ሃገረ ጣልያን

ቅድም ክብል ወዲ ተጋዳላይ ገ/መስቀል ኪዳነ ዝኾነ ህፃን ማትያስ ብሰንኪ ናይ ዝተሓላለኸ ሕማም ልቢ ኣብ ከቢድ ስቓይ ከምዝርከብን ንመሐከሚ ዝኸውን ሰብኣዊ ሓገዝ ክትገብርሉ ኣቕሪብናልኩም ነይርና። ካብ ዝተገበረ ገንዘባዊ ሓገዝ ብተወሳኺ ሓፍትና ሩት ወ/ገብርኤል ምስ ሰብ ሞያ ሕክምና ጣልያን ብምዝርራብ ናፃ ሞያዊ ሕክምና ብዝተኣተወላ ቃል መሰረት ናብ ዓዲ ጣልያን ከምዝኸደ'ውን ሓቢርና ነይርና። እንሆ ሐዚ ድማ ዝሎ ምዕባለ እንታይ ከምዝመስል ካብ ጣልያን መልእኽቲ ሒዝናልኩም መፂና ኣለና ተኸታተሉና። ንሩት ሓፍተና ክትረኽቡዋን ክተተባብዕዋ ንእትደልዩ ድማ: RUT WOLDEGEBRIEL BIRRU PPAYITR XX X IT4OD3608105138266863066879 Telefon 00393278495333

Comments