Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб ምብላሕ ወጥሪ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ኲናት የምርሕዶ ይኸውን? в хорошем качестве

ምብላሕ ወጥሪ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ኲናት የምርሕዶ ይኸውን? Трансляция закончилась 4 дня назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



ምብላሕ ወጥሪ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ኲናት የምርሕዶ ይኸውን?

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሓድሽ ሰግለለት ወጥሪ ሰፊኑ ይርከብ ኣሎ። ኢትዮጵያ ብውሽጢ ምስ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከቢድ ምትሕንናቕ ኣብ ዘላትሉ፥ ኣብ ትግራይ ዘሎ ፖለቲካዊ ቊርቊስ ከኣ ኣብ ጠርዚ በጺሑሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን፥ ዞባውያን ሓይልታት እተጸንበርዎ ድራማ ቀርኒ ኣፍሪቃ ይባላሕ ኣሎ። ኢትዮጵያ---ኣፍደገ ባሕሪ ውሑስ ንምግባር ምስ ሶማሊላንድ ዝኣተወቶ ውዕል ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝጸንሐ ኣሰላልፋ ሓይልታት ዓብዪ ድርኺት ፈጢሩ'ሎ። ኣብ ሩባ ኒል ዘለዋ ብጽሒት ክጎድል ከም ናይ ምንባርን ዘይምንባርን ጒዳይ ጌራ እትርእዮ ግብጺ ኸኣ ነዚ ብምምስማስ ንኢትዮጵያ ናብ ናታ ባህጊ ንምድናን ትሰርሕ ኣላ። ምስ ኣብይ ዝጸንሖ ዝምድና ኣብ ሕማቕ ዝርከብ ኢሳያስ ከኣ ነዚ ሓድሽ ፖለቲካዊ ምንዝርና ኣብ ምስሳይ ተዓጢቑ ይሰርሕ ኣሎ። ክቡራት ሰማዕትና ናይ ሎሚ መደብና ነዚ እናተባልሐ ናብ ጠርዚ ገጹ ዘምርሕ ዘሎ ድራማ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ብመንጽር ናይዚ ሰሙን ምዕባለታት ክርኢ እዩ። ምሳና ጽንሑ። https://www.dailynewsegypt.com/2024/1... https://www.bbc.com/news/articles/cdj... Join this channel to get access to perks:    / @admasforum  

Comments