Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео




Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



Haqki - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 OFFICIAL Albums : Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. All rights reserved ® HABESHA PLUS    / habeshaplus   #kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic Lyrics ፍቕሪ’ዶ ሕሸኪ ሂወት ኣየማትእንዩ ቲ መልሱ ሕቶ ምንባር’ዶ መጺኪ ትሪር ልብኺ ጢሒሱ ቴማ ፍቕሪ ምስ ድኽነት ቀደምዩ ኔሩ ዘመኑ ንፍቕሪ ኽትብል ምጽማም እዋኑ ኣይኮነን እዋኑ ሓቅኺ ሓቅኺ ፍቕረይ ሕቅኺ ልሳንኪ ትም እንተ በለ ምዝራብ ሓፊሩ ካብ የዒንትኺ ዘምብቦ ሕቶ ግን ኔሩ ግና ኢደይ ሓጺሩ ግና ማሕፉዳይ ዓቢሩ እምበሪ ንስኺዶ ትኽሰሪ ምንባር ካልእዩ ምፍቃር ካልእዩ ናብራ ካልእዩ ፍቕሪ ካልእዩ ሓቅኺ ዝያዳይ ሕቅኺ ዳሓር ካኣ ምቾትዩ ፎርማኺ ዝያዳይ ሓቅኺ ሕጂ ዶሞ ከፈራራሓኪ ዓይነይ ኣፍጢጠ ሕጂ ዶሞ ረኺበ ክብለኪ ቖጽሊ ሸምጢጠ ኪዲ ጥራይ ወይዘሪተይ ኩንለይ ወይዘሮ ቀዳዊኺ ይግበሮ ኣይቅየመልክን’የ ኣጆኺ ቀሊል እዋን ማዓስ ተጸቢኺ ብገርሁዩ መጽዩ ደይ ዚ ጉዳይ እንታይ ዘይገበርኪሞ ዝያዳይ ዑፎየ ስመርለይ ዕፎየ ስመርለይ ክብለልኪየ ባዕለይ ፍቕሪ ዶ ሕሸኪ ሂወት ኣየማትእንዩ ቲ መልሱ ሕቶ ምንባር ዶ መጽዩኪ ተሪር ልብኺ ጥሒሱ ቴማ ፍቕሪ ምስ ድኽነት ቀደምዩ ኔሩ ዘመኑ ንፍቕሪ ኽትብል ምጽማም እዋኑ ኣይኮነን እዋኑ ሓቅኺ ሓቅኺ ፍቕረይ ሓቅኺ ልሳንኪ ትም እንተበለ ምዝራብ ሓፊሩ ካብ የዒንትኺ ዘምብቦ ሕቶ ግን ኔሩ ግና ኢደይ ሓጺሩ ግና ማሕፉዳይ ዓቢሩ እምበሪ ንስኺዶ ትኽሰሪ ምንባር ካልእዩ ምፍቃር ካልእዩ ናብራ ካልእዩ ፍቕሪ ካሊእዩ ሓቅኺ ዝያዳይ ሕቅኺ ዳሓር ካኣ ምቾትዩ ፎርማኺ ዝያዳይ ሓቅኺ ሕጂ ዶሞ ከፈራራሓኪ ዓይነይ ኣፍጢጠ ሕጂ ዶሞ ረኺበ ክብለኪ ቖጽሊ ሸምጢጠ ኪዲ ጥራይ ወይዘሪተይ ኩንለይ ወይዘሮ ቀዳዊኺግበሮ ኣይቅየመልክንየ ኣጆኺ ቀሊል እዋን ማዓስ ተጸቢኺ ብገርሁዩ መጽዩ ደይ ዚ ጉዳይ እንታይ ዘይገበርኪሞ ዝያዳይ ዕፎየ ስመርለይ ዕፎየ ስመርለይ ክብለልኪየ ባዕለይ መን ይጸልእ ንጥዑም መንብሮ መናሎሞ ሽሻይ ዘይጥብሮ መናሎሞ ወርቂ ዘይህርሮ ሰብ ዝገበሮ ኢኺ ጌርኪ ሰብ ዝገበሮ ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ ሐራይ በሊ ፍቕረይ ሐራይ በሊ ምስ ወርቅን ብሩርን ተፋቐሪ ገዛኽን ስድራኽን ኣናብሪ ኣሸበሸብ ግና’ተ ኽኢለ ክሓተልኪ’የ ሂወተይ ከመይ’ላ ኢለ መን ይጸልእ ንጥዑም መንብሮ መናሎሞ ሽሻይ ዘይጥብሮ መናሎሞ ወርቂ ዘይህርሮ ሰብ ዝገበሮ ኢኺ ጌርኪ ሰብ ዝገበሮ ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ ሐራይ በሊ ፍቕረይ ሐራይ በሊ ምስ ወርቅን ብሩርን ተፋቐሪ ገዛኽን ስድራኽን ኣናብሪ ኣሸበሸብ ግና’ተ ኽኢለ ክሓተልኪ’የ ሂወተይ ከመይ’ላ ኢለ ኣሸበሸብ ግና’ተ ኽኢለ ክሓተልኪ’የ ትምኒተይ ከመይ’ላ ኢለ ኣሸበሸብ ግና’ተ ኽኢለ ክሓተልኪ’የ ናዝሬተይ ከመይ’ላ ኢለ ኣሸበሸብ ግና’ተ ኽኢለ ክሓተልኪ’የ ዮዲተይ ከመይ’ላ ኢለ ኣሸበሸብ ግና’ተ ኽኢለ ክሓተልኪ’የ ሩታየ ከመይ’ላ ኢለ

Comments