Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб ንብዓታ ክፈስስ ሓሊፉ Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2020 (Lyrics) Nbeata Kfeses Halifu в хорошем качестве

ንብዓታ ክፈስስ ሓሊፉ Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2020 (Lyrics) Nbeata Kfeses Halifu 3 года назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



ንብዓታ ክፈስስ ሓሊፉ Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2020 (Lyrics) Nbeata Kfeses Halifu

May God bless you. ንብዓታ ክፈስስ ሓሊፉ ኣብ ምዕጉርቲ ወዳ ሪኤያ ንድንግል ብሓዘን ደኪሙ የዕይንታ ኣየ ወላዲቱ በዚሑ መከራ ዋይ ዋይ እንናበለት ክትበኪ ጀሚራ ምስኪን እንክበኪ ከብዳ ዘይገብረላ ሽግርን መከራን ሕሰም ተቀቢላ ንልቢ ዝኸፍል ሕልና ዝፍንቅል ከቢድ'ዩ ስደታ መከራ ናይ ድንግል ጉዕዞ ንቁጽ ምድሪ ኣድኪምዋ ጉያ ዋይ ዋይ እናበለት ክትበኪ ጀሚራ ሰፊሕ እዩ ካብ ብዙሕ ንላዕሊ መከራኣ ናይ የእጋራ ቁስሊ ካብ ስደታ በረኸት ክሳተፍ ክስዕባ'የ ምስ ሰሎሜ ዮሴፍ ጽምኢ ዝበዝሖ ምድረበዳ ግብጺ ኣፉ እንከፈተ ንብዓታ ክሰቲ እንታይ ኢያ ጌራ እንታይ'ያ በዲላ ዝገዓረ ሄሮድስ ኣብ መርዓት ገሊላ ሰፊሕ እዩ ካብ ብዙሕ ንላዕሊ መከራኣ ናይ የእጋራ ቁስሊ ካብ ስደታ በረከት ክሳተፍ ክስዕባ'የ ምስ ሰሎሜ ዮሴፍ እብራውን ግብጻውን ኣቤት ክጭክኑ ኣምሃ ሰብ ጥበብ ገፊፎም ምስ ሳእኑ ፍትሒ ዘውጽኣላ ሓቀኛ መንገዲ ሲኢና በኸየት ድንግለይ ፈራዲ ሰፊሕ እዩ ካብ ብዙሕ ንላዕሊ መከራኣ ናይ የእጋራ ቁስሊ ካብ ስደታ በረኸት ክሳተፍ ክስዕባ'የ ምስ ሰሎሜ ዮሴፍ

Comments