Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб ንኽትዕወት ዕዉታት ተወከስ best tigrigna Motivation в хорошем качестве

ንኽትዕወት ዕዉታት ተወከስ best tigrigna Motivation 3 года назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



ንኽትዕወት ዕዉታት ተወከስ best tigrigna Motivation

ንኽትዕወት ዕዉታት ተወከስ best tigrigna Motivation #tigrignamotivation #eritreanmotivation #lbonamedia BELIEVE YOU CAN SUCCEED AND YOU WILL(motivational video) ክትዕወት ከም ትዕወት እመን ዓወት ማለት ነቲ ንስኻ ዝወጠንካዮን ዝሓለንካዮን ነገራት ክትበጽሖ ወይ ክትጭብጦ ኾለኻ ዓወት ይባሃል። ዝተፈላለዩ ሰባት ዝተፈላለየ ዓወታት ክጓናጸፉ ይብህጉ። ገልኦም ቁጦባዊ ሓርነት ክጓናጸፉ ክብህጉ ከለዉ ገለ ገለ ሰባት ካኣ ንደቆም ብድስፕልኒን ብስነምግባርን ሃንጾም ዕውታት ሰባት ከፍርዩ ይብህጉ። ዓወት ጽቡቕ ገዛ፣መክና፣ስራሕ ምውናን ወይ ካልእ ነገራት ክኸውን ይኽእል። ወይ ውን ዓወት ማለት ህይወትን ናብራን ናይ ካልኦት ሰባት ኣማሕይሽካ ዝላዓለ ሓጎስን ዕጋበትን ምጉንጻፍ ክኸውን ይኽእል። ስለዚ ዓወት ናይ ውልቂ ወይ ውን ናይ ሓባር ብልጽግና ክኸውን ይኽእል። BELIEVE YOU CAN SUCCEED AND YOU WILL(motivational video) ክትዕወት ከም ትዕወት እመን ስለዚ ኣብ ኩሉ ትገብሮ ንጥፈታት ብዓወት መሰስ ክትብል ብመጀመርታ ክትገብሮ ዘለካ እንተልዩ፣ BELIEVE YOU CAN SUCCEED AND YOU WILL(motivational video) ከትዕወት ከም ትዕወት እመን። ከም ትዕወት እንተኣምንካ ሕልምታትካን ድልየታትካን ናይ ጉድን ኢዩ ክውን ክኸውን። ናይ በሓቂ ከም ትዕወት ሙሉእ እመንት እንተልይካ ማንም ሓይሊ ካይትዕወት ዝዓግተካ ሓይሊ የለን። ስለዚ እዛ ቭድዮ ናይ ዓወት ሸውሃትካ ከፍታ ናይ ዓወት ሽግ ክትዕትር ከተናቛቛሓካ ሙሉእ ተስፋ ኣለኒ። BELIEVE YOU CAN SUCCEED AND YOU WILL(motivational video) !    / @lbonamedia   https://tesfumussie.com/   / ambtionsuccess     / tesfu59719400  

Comments