Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 🔵 VOATigrigna Daily Show 17 September 2024 в хорошем качестве

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 🔵 VOATigrigna Daily Show 17 September 2024 Трансляция закончилась 3 дня назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 🔵 VOATigrigna Daily Show 17 September 2024

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 00:00 - መእተዊ 06:44 - ፍልልይ ውድብ ህወሓት መሊሱ ይዓርግ 10:28 - ተጻባእቲ ኣመሪካ ዝኾና ሃገራት መጻኢ ምርጫ ኣመሪካ ክጸልዋ ይፍትና ምህላወን ተገሊጹ 20:31 - ካልኣይ ፈተነ ቅትለት ትራምፕ ሕቶታት የልዕል 00:00 - Intro 06:44 - TPLF Statement on the difference 10:28 - Foreign Interference on Election 2024 20:31 - Second Assassination Attempt on Trump 🔵 VOATigrigna Daily Show 🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world. #eritrea #ethiopia #tplf #tigrayregion #election2024 » ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: https://bit.ly/3u1DtWs » ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: https://www.youtube.com/channel/VOATi... ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ:: ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ:: » ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና https://tigrigna.voanews.com » ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ   / voatigrigna   » ኢንስታግራም   / voatigrigna   » ትዊተርን   / voatigrigna   ክትከታተሉና ትኽእሉ::

Comments