Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб እዋናዊ መልኽቲ в хорошем качестве

እዋናዊ መልኽቲ 6 лет назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



እዋናዊ መልኽቲ

"ዘደንቁ ንብሎም ክንዓዞም፡ ንዓና ቀሊል እዩ። ካብ ተኣምርን ገድልን ወጺኻ፡ ደድሕሪ ተኣምር ክትከይድ ኣይትርአ። ካብ ማይ ድጋም ኢኻ ወጺኻሞ፡ ናይ ማይ ድጋም ኣይትመለስት። ማያት ክሽየጥ (ማይ ድጋም፡ ማይ ጸሎት)? ካብ ቅዱስ ቅብኣት፡ ቅብኣ ወጺኻ ኸኣ ኣብ ሓድሽ ኪዳን ዘይቲ ንሕሙማት እምበር ንኻልእ ክፈሶም ኣይረኣናን።........ ስክፍታይ እምበኣር ካብ ኣመሪካ ካብ ናይጀርያ፡ ካብ ናይጀርያ ናብ ኢትዮጵያ፡ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ይኣቱ። ካብ ናይጀርያ ናብ ኢትዮጵያ ኣትዩ ኣሎ። ኣብ ኤርትራ ኸኣ ክ ኣቱ ጅመሩ ኣሎ። ዘሕምመኒ "ገባዝን ተገባዝን" ምስ ረኣኹ'ዩ።" ኣምላኽ ይባርካ፡ ጸጋ የብዝሓልካ፡ መመሊስካ ነቲ ሓቂ ክትቀልዖ፡ ኣምላኽ ሓይሊ ጸጋ መንፈሱ የፍስሰልካ Pastor Goitom Ghebreyonas ኣነ ብግለይ እዚ መልኽቲ እዚ ትንቢታዊ መልእኽቲ ንማሕበር ኣምላኽ ኮይኑ ይስመዓኒ!!

Comments