Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб "ክትነብረለይ እናተመነኹ ንሳ ግን ኣይነብርን´የ ኢላትኒ" ዕላል ምስ ኣገራሚ ሂወት ዘሕልፍ ዘሎ ገዲም ስነጥበበኛ ሰለሙን ዮሃንስ (ባርያ ) Part 2 в хорошем качестве

"ክትነብረለይ እናተመነኹ ንሳ ግን ኣይነብርን´የ ኢላትኒ" ዕላል ምስ ኣገራሚ ሂወት ዘሕልፍ ዘሎ ገዲም ስነጥበበኛ ሰለሙን ዮሃንስ (ባርያ ) Part 2 3 года назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



"ክትነብረለይ እናተመነኹ ንሳ ግን ኣይነብርን´የ ኢላትኒ" ዕላል ምስ ኣገራሚ ሂወት ዘሕልፍ ዘሎ ገዲም ስነጥበበኛ ሰለሙን ዮሃንስ (ባርያ ) Part 2

ዝኸበርኩም ተኸታተልትና ነዚ ቅርሲ ሃገርና ዝኾነ ገዲም ስነጥበበኛ ብሞራል ኣብ ጎኑ ኮይንኩም ደገፍኩም ክትገልጽሉ ንእትደልዩ በዛ ቁጽሪ ተለፎን 002917132520 ክትረኽብዎ ከም ትኽእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ . Welcome to Ararat Entertainment Official Youtube Chanel . © Copyright: Ararat Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. ℗ © ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም እትርከቡ ተኸታተልቲ መደባትና፣ ኣራራት ኢንተርተይመንት ኣብ ዝተፈላለዩ ስነጥበባዊ ስርሓት ጸቂጣ እትሰርሕ ኮይና፣ ሓደስቲ ፊልምታት፣ ኮሜዲታት፣ ደርፍታት፣ ከምኡ"ውን ኣብ ስነጥበብን ኣብ ካልእ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ዝሳተፉ ኣብነታውያን ሰባት ብመልክዕ ቃለምሕትት ብዝተፈለየ ኣቀራርባ ከሺና ናባኹም እተቅርብ ሕጋዊት ቻነል እያ። ስለዚ ክቡራት ተኸታተልትና ነዚ ኣብዚ ቻነል እነውርዶ ቪድዮታት ዳዉሎድ ብምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ብዙሓን ብምውራድ ንረብሓኹም እትትቀምሉ እንተድኣ ሃሊኹም ን ስነጥበባውያን ሃሳዪ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ዘይፍቁድን ኩልኩልን ሙዃኑ ክንሕብረኩም ንፈቱ!! #AraratEntertainment #MorkaShow #Barya

Comments