Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео




Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



#Jstudio

#Jstudio #Jstudio2 #Eritrea #Eritrean #forttowediAli #wediali #21ጥሪ ብትእዛዝ ኣዛዚ ክ/ሰ ኮሎኔል ሳልሕ ዑስማን ኣብ ከባቢታት ዓዲ ኩቱ ክሳብ ኩዶወይባ ካብ ዝነበረት 3ይ ብርጌድ ብተስፋሂወትን ገሬን ዝበሃሉ ዝእዘዛ ክልተ ቦጦሎኒታትን፡ 7 ኣባላት ስለያ ብርጌድን ከምኡ ውን ብኣዛዚ 4ይ ብርጌድ ሌ/ኮ ዮሴፍ ገብረማርያም (ወዲ ቀሺ) ዝእዘዙ ገለ ኣባላት 1ይን 2ይን ቦጦሎኒ ምስ ሙሉእ ዕጥቆም ካብ ቃላይ በዓልቴት ዝተበገሳ ክልተ በጣሓት ክስቀሉ ተኣዚዞም፡፡ ኣብ ከባቢ ዓዲኳላ ካብ ዝነበረት ብኮሎኔል ኣስመላሽ ገረዝጊሄርን ሓለቓ ስታፍ ኮሎኔል ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊን) ትአዘዝ ሜካናይዝድ ክ/ሰ 42 እውን ተመሳሳሊ ተርእዮ ኣጓነፈ፡፡ ወዲ ዓሊ ንምክትል ኣዛዚ ቦጦሎኒ ሃይሚካኤል ሓጎስ 5 T-55 ዝበሃላ ታንክታት ከዳሉ ኣዘዞ፡፡

Comments